Red Sea @Far(@RedSea91149782) 's Twitter Profile Photo

ኦርቶዶክስ ኤርትራ መቸም ብእልፊ ረሳሓት ንሕጋዊ ጳጳሶም ቀቲሎም ሎሚ ንሓደ ሰኽራም ኣመንዝራ ዝኾነ ወይጦ ሻዕብያ ኣብ ቤት መቅደስ ኣእትዮም ታቦት የራኽሱ ።

ኦርቶዶክስ ኤርትራ መቸም ብእልፊ ረሳሓት  ንሕጋዊ  ጳጳሶም ቀቲሎም ሎሚ  ንሓደ ሰኽራም ኣመንዝራ ዝኾነ ወይጦ  ሻዕብያ ኣብ ቤት መቅደስ ኣእትዮም ታቦት የራኽሱ ።
account_circle
Shur Shur ሹር ሹር شور شور(@shurinti) 's Twitter Profile Photo

ዘለናዮ ወርሒ ሰነ፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዓመት መጽአ፡ ነቶም ብልዑል ጽንዓትንተወፋይነትን ናጽነት ኤርትራ ክውን ዝገበሩ፡ Chat ናጽነት’ውን ልኡላውት ሃገር ከይድፈር ክቡር ህይወቶም ዝበጀዉ፡ ብሉጻትን ጀጋኑን ዜጋታቱ ዝዝክረላ ወርሒ እያ።

ዘለናዮ ወርሒ ሰነ፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዓመት መጽአ፡ ነቶም ብልዑል ጽንዓትንተወፋይነትን ናጽነት ኤርትራ ክውን ዝገበሩ፡ Chat ናጽነት’ውን ልኡላውት ሃገር ከይድፈር ክቡር ህይወቶም ዝበጀዉ፡ ብሉጻትን ጀጋኑን ዜጋታቱ ዝዝክረላ ወርሒ እያ።  #MartyrsDay24
account_circle
Never Forget(@NeverFo92991181) 's Twitter Profile Photo

እዋይ እዞም ተቀማጦ ኖርወይ እዛ ኽብርቲ በዓል ናጽነት ኻብ ኹሉ ቦታ እታ ሀገር መጽኦም አብ ውሽጥን ደገን መርገጺ አይትረኽብን ሐደ ህዝብ ሐደ ልብ ንሀገሩ ጠጠው ዝብል ጀጋኑን ወዓሩን አለውዋ እዛ ኤርትራ ሃገርና።🇪🇷❤️🇪🇷❤️✝️❤️☪️❤️🕌❤️⛪️❤️🙏🙏🙏

account_circle
Shur Shur ሹር ሹር شور شور(@shurinti) 's Twitter Profile Photo

ካብ ጽንብል መበል 33 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዱባይ !

' ይስማዓኒ ሎ ወ : ይስማዓኒ ሎ ወ
ሳላ ዚ ጅግና ዋርሳይ ይካኣሎ
ሓጎስ ይስማዓኒሎ '

ድምጻዊ ካሕሳይ በርሀ

Proud 2b Eritrean Tesfu Ghebretinsae

account_circle
YPFDJ Holland(@Eri297937) 's Twitter Profile Photo

ግብረ-ሽበራዊ ጉጅለ ብርጌድ ኣጎናይ ኣብ ሆላንድ ክእገድ ኢዩ።ኣብ ፈስቲቫላት ኤርትራ ዝካየድ ናዕቢ ናይ ሓደ ግብረሽበራዊ ውድብ ስራሕ እዩ'
ሆላንዳውያን ነቲ ዓማጺ ጉጅለ ኣብ ቀረባ እዋን 'ሽበራዊ ውድብ' ብምምዳብ ኣብታ ሃገር ክእግዶ እዩ Lulna.M🇪🇷🐪

ግብረ-ሽበራዊ ጉጅለ ብርጌድ ኣጎናይ ኣብ ሆላንድ ክእገድ ኢዩ።ኣብ ፈስቲቫላት ኤርትራ ዝካየድ ናዕቢ ናይ ሓደ ግብረሽበራዊ ውድብ ስራሕ እዩ'
ሆላንዳውያን ነቲ ዓማጺ ጉጅለ ኣብ ቀረባ እዋን 'ሽበራዊ ውድብ' ብምምዳብ ኣብታ ሃገር ክእግዶ እዩ @Lulna15
account_circle
Mathios(@Mathios76503491) 's Twitter Profile Photo

ጻዕራም ህዝቢ ዝተደላደለ ማሕበራዊ ፍትሒ ከንግስ ዝጽዕር ሓያል ስነሓሳብ ዘለዎ ውድብን መሪሒነትን ፈጢሩ ናይ ንብስኻ ምኽኣል መትከሉ ንኣፍሪቃ ጥራሕ ዘይኮነ ንዓለም'ውን ዓቢ ተመኩሮ እዩ። ነዚ ግን ዋጋ ከፊሉሉ ጽንዓት ዝሓትት ክቡር ዋጋ።

account_circle
Asgid Asghedom(@asghedom7) 's Twitter Profile Photo

ብርጌድ ንሓመዱ ናይ ሓጺር ዕላምኡ፣ ነዘን ውድባት፡ትካላት፡ውልቀሰባት ሓባራዊ ናይ መስርሒ ባይታ(መድረኽ) ፈጢሩ፡ ንመጻኢት ዝቕልስ መደብ/ፕሮግራም ከውጽኣ ምትብባዕን ባይታ ምፍጣርን ኮይኑ። ናይ ነዊሕ ስትራተጂ ነዚ ስርዓት ምእላይ እዩ።

account_circle
Nazrah kitty(@NasraGarad) 's Twitter Profile Photo

Sultan abdlla ልጅ የ ሱልጣን ጋና የሸዋ ሱልጣን ነው። እና የማረሃን ጎሳ ነው።
የምስራቅ አፍሪካ ሴማቲክ ህዝብ ኢትዮጵያ ኤርትራ ሱዳን እና ሶማሊያ ሴማዊ ሰይድ ኢትዮጵያዊ በመሆኔ ኩራት ይሰማኛል።

account_circle
Alem Asemrom(@AAsemrom) 's Twitter Profile Photo

ንሕና ምስ ሃገርና🇪🇷
ንሕና ምስ ህዝብና ንሕና ምስ 🇪🇷መንግስትና 🇪🇷
ንሕና ምስ ሰራዊትና 🇪🇷
ንሕና ምስ'ቲ ቅኑዕ መሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግንባር! 'ህግደፍ'🇪🇷
መድሕን ህዝብን ሃገርን 🇪🇷ኤርትራ !!!

ንሕና ምስ ሃገርና🇪🇷
ንሕና ምስ ህዝብና ንሕና ምስ 🇪🇷መንግስትና 🇪🇷
ንሕና ምስ ሰራዊትና 🇪🇷
ንሕና ምስ'ቲ ቅኑዕ መሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግንባር! 'ህግደፍ'🇪🇷
መድሕን ህዝብን ሃገርን 🇪🇷ኤርትራ !!!
account_circle
Mathios(@Mathios76503491) 's Twitter Profile Photo

እዛ መዝሙር ሃገረ ኤርትራ
እንተ ኣስተማቂርካዮ ቁምነገራ
ክሳብ መወዳእታ ካብ ምጅማራ
መመሊሱዩ ዝዓዝዝ ኤረይ ፍቅራ
ንጽንዓት ንብቅዓት
ንስራሕ ንልምዓት
ንምውሓስ ድልውነት
ንወሎዶታት ህላውነት
ሕድሪ ናይ ሰማእታት
ግምጃ ከነልብሳ ብዘይ ቶግላባነት

account_circle
Kibreab tekeste(@ERITREAFIRST5) 's Twitter Profile Photo

ጽምበል መበል 33 ዓመት መዓልቲ ኣብ ከተማ ዳርሚሽታት- ጀርመን።
ግጥሚ ሓሊመልኪ ዓደይ - ብሰነጥበባዊ ኪሮስ ገብረሚካኤል
ውሕስነት ሰላም ብመከተ!!
# ቅሰን
# ኣገናዕ ህዝቢ ኤርትራ

account_circle
semir(@SemirWoldu) 's Twitter Profile Photo

ጀጋኑ ወፍሪ ስግረ ዶብ፡
****************************
እዞም ኣብ ስእሊ ትሪኢዎም ዘለኹም ኣብ ወፍሪ ስግረ ዶብ ( ኢትዮጵያ ) ነቲ ወፍሪ ስግረ ዶብ ካብ ትግራይ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ዝመርሑ ጀጋኑ ኣባላት ሜካናይዝድ 74 ተጋደልቲ ኤርትራ'ዮም፡፡ ካብ ጸጋም

ጀጋኑ ወፍሪ ስግረ ዶብ፡
**************************** 
   እዞም ኣብ ስእሊ ትሪኢዎም ዘለኹም ኣብ ወፍሪ ስግረ ዶብ ( ኢትዮጵያ ) ነቲ ወፍሪ ስግረ ዶብ ካብ ትግራይ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ዝመርሑ ጀጋኑ ኣባላት ሜካናይዝድ 74 ተጋደልቲ ኤርትራ'ዮም፡፡ ካብ ጸጋም
account_circle
Kuflom Teame(@TeameKuflom) 's Twitter Profile Photo

-ንኤርትራውያን ናይ ፓስፖርት ግዴታ ደው ይበል።
-ምስጓግ ኤርትራውያን ደው ይበል፥ ናብ ኤርትራ፣ ርዋንዳ ወላውን ናብ ካልኦት ሃገራት።
-ናይ ኤርትራ ናይ ዲክታቶር ፕሮፓጋንዳ ፈስቲቫል ደው ይበል። - ዓሌታውነትን ናይ SVP ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን

-ንኤርትራውያን ናይ ፓስፖርት ግዴታ ደው ይበል።
-ምስጓግ ኤርትራውያን ደው ይበል፥ ናብ ኤርትራ፣ ርዋንዳ ወላውን ናብ ካልኦት ሃገራት።
-ናይ ኤርትራ ናይ ዲክታቶር ፕሮፓጋንዳ ፈስቲቫል ደው ይበል። - ዓሌታውነትን ናይ SVP ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን
account_circle
Solomon Haile(@SolomonHaileso1) 's Twitter Profile Photo

ቅሰን ህዝቢ ኤርትራ።
ኣገናዕ ራባዓይ ግንባር።
ቃል ኩቡር ፕረሲደንት ኩቡር ተጋዳላይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ !!!

account_circle