Tesfalem(@Tesfale51767129) 's Twitter Profile Photo

ኣደ የእዳዋ ዘርጊሓ ትቕበል
ኣደ ኣስንቃ ትሰድድ
ኣደ ሞራል ኣስንቓ ኣብ ዝብጻሕ ተብጽሕ
ኣብ ሞወድኣታ ዓወት ተድርር
ክብሪ ይሰምዓያ ወላዲት ኤርትራ

account_circle
Bahregasi(@Tekie11998695) 's Twitter Profile Photo

ደቀንስትዮ ኣርማ መለይ ኣኽብርወን፡ኣሐቅቕወን፡ ኣቃባጡሩለን፡ ጊፍቲ ሃብወን ፡ብዘይከኤን ዓወት የለን ገለ ክንብለን ፡ኣታ እዚ ኣተን ነቲ ኣርሓ ዝወልዳ ንሳተን ፡ነቲ ጂግና ዝወልዳ ንሳትን፡ ኣታ ዘይፈለጠን እንተ ሎስ ሎሚ ይፍለጠን፡

account_circle
Teame Isak(@Teame59355118) 's Twitter Profile Photo

እወ! ዮሃና! ንዝተመንዛዕናዮ: ብቃልስና ፣ዓጽምናን ደምናን ከፊልና: ንጸላእትና ስዒርና: ንዝጨበጥናዮ ዓወት:ብናጻ ምርጫና፣ (ብረፈረንዱም) ልዑላዊት ሃገረ-ኤርትራ ኣረጋጊጽና። ንኣባልነት ሕ/ሃ/ዓለም ከኣ ብማዕረ ሰሪዕና::

account_circle
Never Forget(@NeverFo92991181) 's Twitter Profile Photo

እዞም ጉቡለል አፍሪቃ ንኡሳን የሕዎትና ዓወት ንዓወት እንዳ ተጓናጸፉ ነቲ በዓል ናጽነትና ከአኒ መልስም ከም ወርቂ ይኹልዕዎ አለው እንቋዕ ናትና ኾንኹም ደቂ ኤረይ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🙏🙏 .

account_circle
Habjustice(@Habjustice1) 's Twitter Profile Photo

ብርጌድ ንሓሙዱ፡ ዓወት ዓወት ይጨኑ'ሎ። ደመና ሎምዘመን ከይዘነበ ዝበንን ኣይኮነን። ነጽር፡ ስፋሕ ጥራሕ እምበር ዓወትስ ባዕላ ክትመጽእ'ያ።
ወፍሪ ወዲ ወርቁ

account_circle
Fihira(@Fihira6789) 's Twitter Profile Photo

ናጽነት ማለት ክብረት
ናጽነት ማለት ዓወት
ናጽነት ማለት ማዕርነት
ናጽነት ማለት ሓበን ሃገራውነት 🇪🇷

account_circle
Yonas Eyassu(@EyassuYonas) 's Twitter Profile Photo

Meet ስውእቲ አለም ጸጋይ  (ኢራብ), a valiant fighter of the EPLF who bravely defended Eritrea. The famous songwriter Abeba Haile composed a song dedicated to the memory of this heroic warrior, immortalizing IRAB's sacrifice for his homeland. ዓወት ን'ሓፋሽ!

Meet ስውእቲ አለም ጸጋይ  (ኢራብ), a valiant fighter of the EPLF who bravely defended Eritrea. The famous songwriter Abeba Haile composed a song dedicated to the memory of this heroic warrior, immortalizing IRAB's sacrifice for his homeland. ዓወት ን'ሓፋሽ! #followmeproEri
account_circle
F-rem Si 🇪🇷(@ProEritrea) 's Twitter Profile Photo

🇪🇷
🇳🇴 26.04.2024
'DON'T TALK ABOUT US, TALK TO US!!'
ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ዝሓዝካ ሒዝካ ኣርክብ
ዓወት ንሓፋሽ!

🇪🇷 #ክተት 
🇳🇴 #Oslo  26.04.2024
'DON'T TALK ABOUT US, TALK TO US!!'
ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ዝሓዝካ ሒዝካ ኣርክብ
ዓወት ንሓፋሽ!
account_circle
MichRedSea(@mich_red) 's Twitter Profile Photo

ኣባኻ እዩ ተስፍኡ እቲ ውጹዕ ህዝብኻ ኣንታ ጅግና መንእሰይ ንሓመዱ። ህግደፍ ከጥፍኦ ዘይክእል ባርዕ ኮንካ እኻ: ብጓል መንገዲ ከይተሳናኸልካ ኣብ መትከልካ ጸኒዕካ ጥራይ ተጎዓዝ : እቲ ዓወት ቀሪቡ እዩ።

account_circle
Eritrea First(@PositiveEritrea) 's Twitter Profile Photo

'ፈልማዊት ናይ ሞራል ናይ ተስፋ
ቦኽሪ ሳሕል ዓባይ ናቕፋ'ወ ናቕፋ
ናይ መባእታ ዓወት ፈጺሙ ዘይሓልፋ ...'
🇪🇷 youtu.be/DyEUXiwy8Kg?fe…

account_circle
semir(@SemirWoldu) 's Twitter Profile Photo

ህያብና!!

ናይ ለብዘበን መበል 33 በዓል ናጽነትና፡ ህያብ ናጽነተይ መወዳእታ ስኢነሉ!! ከምቲ ልሙድ፡ ዓወት ድግም ድግም!! ዮሃና!! ዮሃና!! ኣንበልብሊ ባንዴራይ!! ተሓበነለይ ህዝበይ!! እንዃዕ ኣብጽሓና!! ንኺድ ብርሃን’ዩ ቅድሜና!!

ህያብና!! 

ናይ ለብዘበን መበል 33 በዓል ናጽነትና፡ ህያብ ናጽነተይ መወዳእታ ስኢነሉ!! ከምቲ ልሙድ፡ ዓወት ድግም ድግም!! ዮሃና!! ዮሃና!! ኣንበልብሊ ባንዴራይ!! ተሓበነለይ ህዝበይ!! እንዃዕ ኣብጽሓና!! ንኺድ ብርሃን’ዩ ቅድሜና!!
account_circle
ERI N1(@ERIN118039637) 's Twitter Profile Photo

ጀጋኑ ሰውኣትና ቃሎምን ተግባሮምን ከም ቃልኪዳን ብሓደ ተጣሚሩ ዝኸይድ ዕጥቅን ስንቅን ኤርትራዊ ዩ ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🙏🏾

account_circle
Dani Kibru 🇪🇹(@yeabatulij) 's Twitter Profile Photo

In OLF & TPLF mind , any Ethiopian who loves mama Ethiopia cosidered as . These 2 groups wants to dismantle Ethiopia. ዓወት ንሃፋሽ

account_circle